ንውራይካስ ባዕልኻ ድኣ ብሕሹኽታ ባዕዲ.. ከይተጥፍኣ

Articles 3 weeks ago Farajat 99

ክሕምሕም….. ሓጊየ ከሪመ ክጠርዕ…….  ውዒለ ሓዲረ ክዛረብ….. መልሓሰይ ስሒለ ርብዒ ዘበን ሓሊፉ ብተባህለ ተገብረ ጭንን ኢልካ ኣብ ባዕዲ…  የለን ዝዕረ * ክሳብ መዓስ’ዩ ጀጂና ክንነብር ??? ካብ ቃልሲ.. ኣእዳውና ክንጠምር !!! ክንዛረብ ብዘይ ግብሪ ክንውዕል ክንሓድር መሰል’ዶ ይዋሃብ’ዩ ንደቂሱ ዝሓደር ! ናይ ግድን’ዩ ክንስደድ ሓሲርና ክንነብር ** ዓለም ጸልሚትዎ… ደኒኑ ዝነብር ንሓቒ እና ፈለጠ.. ዝሃሰውስው […]

The post ንውራይካስ ባዕልኻ ድኣ ብሕሹኽታ ባዕዲ.. ከይተጥፍኣ appeared first on Farajat English Page.

Read it at the Source

Comments

Loading...
Please Insert Your Name Please Insert Your E-Mail Please Write Your Comment Error Happened