ሎሚ’ውን ከም ወትሩ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ !

Articles 2 weeks ago Farajat 92

ብገዛኢ ኪዳነ ህዝቢ ኤርትራ ንሃገራዊ ነጻነቱን ሰብኣዊ ሓርነቱን፣ ኣንጻር ገዛእቱን ገፋዕቱን ቃልሲ ካብ ዘንቅል ኣትሒዙ፣ ክሳብ እዛ ዕላማኡን ዓወቱን ብጉጅለ ህግደፍ ዝጭወ ነሓንቲ መዓልቲ እውን ትኹን እፎይ ከይበለ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ እምብዛ መሪር ኢዩ። ብፍላይ ኣብዚ እዋን‘ዚ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መሬትን ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ወንጀል ንኤርትራና ኣብ ሞትን ሕየትን ዝዓይነቱ ቀራና መንገዲ ሸኺሉዋ ኣሎ። […]

The post ሎሚ’ውን ከም ወትሩ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ ! appeared first on Farajat English Page.

Read it at the Source

Comments

Loading...
Please Insert Your Name Please Insert Your E-Mail Please Write Your Comment Error Happened