መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልታት ሶማልን ኦሮምያን እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ግጭት ፍታሕ የናድየሉ ኣለኹ ይብል

News 1 week ago VOA - Tigringa 42
ኣብ ክልታት ኦሮምያን ሶማሊን እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ግጭት ኣብ መንጎ ህዝብታት ዝተፈጸመ`ዩ ምባል ኣይክኣልን`ዩ ዝበሉ ሓላፊ ኮምኒኬሽን መንግስቲ ዶር ነገሪ ለንጮ፡ መን ደኣ`ሞ ወሊዕዎ ዝብል ሕቶ`ውን ቀሪብሎም ኔሩ። "ሓደ ሓደ ግዜ፡  ኮነ ኢሎም ይኹኑ ብጌጋ፡ ምትኹታኽ ከምዝነበረ ብኽልቲኦም ወገናት ሪፖርት ክግበር ጸኒሑ`ዩ" ብዛዕባ ምልቃቕ ስልጣን ኣፈ-ጉባኤ ኣባዱላ ገመዳን ካልእ ሓፈሻዊ ኩነታት ኢትዮጵያን`ውን ተሓቲቶም ኣለዉ፡- ቀዳማይ ክፋሉ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡    
Read it at the Source

Comments

Loading...
Please Insert Your Name Please Insert Your E-Mail Please Write Your Comment Error Happened