ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስን ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሰነ-ኣእምሮን

Articles 1 week ago Farajat 13

ኣብ መንጎ እቶም ተቃለስቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ወይ ድማ ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክርስያዊ ስርዓት ንምትካል ዝጓነፎ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት፣ ከምቲ ፕሮፈሶር ሃንቲንግቶን ኣብቲ ብዙሕ መጽናዕትታቱ ኣብ ሳልሳይ ማዕበል ኣብ ዝብል ጽሑፉ ከም ዝገልጾ፣ኩሉ እቲ ዝሓለፈ ማዕበላት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዙሕ ሓጐጽጐጽን ዕንቅፋታትን ስለዝገጠሞ ገሊኡ ዝተዓወተ ገሊኡ ድማ ኣብ መንጎ ከይተዓወተ ዝፈሸለ ኣሎ ይብል ንኣብነት ኣብቲ ሳልሳይ ማዕበል ብ 1974 ኣብ ሃገረ ፖርቱጋል ኣንጻር ምልክነት ቀጺሉ ድማ ኣብ ሃገራት ደቡብ ኤውሮፓ ከም ንኣብነት፣ ስፓንየን ድሓር ድማ ኣብ ሃገራት ላቲን ኣመሪካ ካብ 1970ክሳብ 1980 ዝተኻየደ ቃልሲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ከም ሳልሳይ ማዕበል ክጽዋዕ ብዙሓት ተመራመርቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ይሰማምዑሉ።

The post ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስን ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሰነ-ኣእምሮን appeared first on Farajat English Page.

Read it at the Source

Comments

Loading...
Please Insert Your Name Please Insert Your E-Mail Please Write Your Comment Error Happened